Emkulu's Podcast
ብኣሕታሚ እምኵሉ ዝዳሉ ብሓፈሻ ኣብ ስነ-ጥበብ፡ ብፋልይ ድማ ኣብ ስነ-ጽሑፍ፡ ሕብረተ-ሰብን ባህሊን ዝተኵር ናይ ፖድካስት መደብ።
ብኣሕታሚ እምኵሉ ዝዳሉ ብሓፈሻ ኣብ ስነ-ጥበብ፡ ብፋልይ ድማ ኣብ ስነ-ጽሑፍ፡ ሕብረተ-ሰብን ባህሊን ዝተኵር ናይ ፖድካስት መደብ።
Episodes

May 16, 2020
May 16, 2020
1 hr 20 min
እዚ ዘተ ብቐንዱ ዘተኵረለን ስራሓት "ኣብ ዋዜማ ውግእ"፡ "ድሮ ተበገስ" ከምኡ'ውን "ድሕሪ ውግእ” ዝብላ ሓጸርቲ ዛንታት ኰይነን፡ ንርእሰ-ነገር ወይ ድማ ቴማ ኲናት ዝብል ክኸውን'ዩ።
The discussion focuses on the theme war in three short stories titled: "Ab Waziema Wigie", "Diro Tebeges", and "Dihri Wigie".
May 16, 2020
1 hr 20 min

Apr 21, 2020
Apr 21, 2020
1 hr 15 min
ብኣሕታሚ እምኵሉ ዝዳሎ ፖድካስት
ዘተ ብዛዕባ ሓጻር ዛንታ "ፍቕሪ ሃገር" ካብ "ዝጠመመ መትሎ" ብሽሻይ ገብረሃንስ!!
Apr 21, 2020
1 hr 15 min
Version: 20241125



