Emkulu's Podcast
ብኣሕታሚ እምኵሉ ዝዳሉ ብሓፈሻ ኣብ ስነ-ጥበብ፡ ብፋልይ ድማ ኣብ ስነ-ጽሑፍ፡ ሕብረተ-ሰብን ባህሊን ዝተኵር ናይ ፖድካስት መደብ።
ብኣሕታሚ እምኵሉ ዝዳሉ ብሓፈሻ ኣብ ስነ-ጥበብ፡ ብፋልይ ድማ ኣብ ስነ-ጽሑፍ፡ ሕብረተ-ሰብን ባህሊን ዝተኵር ናይ ፖድካስት መደብ።
Episodes

Feb 6, 2026
“ሰንዓፋ-ማይ ሓባር”፤ ጕዕዞኣ ካብ ክብሪ ናብ ሓሳር
Feb 6, 2026
Feb 6, 2026
20 min
“ሰንዓፋ-ማይ ሓባር”፤ ጕዕዞኣ ካብ ክብሪ ናብ ሓሳር
ገምጋም ጽሑፍ
ብበየነ ሰመረ
Feb 6, 2026
20 min

Jan 10, 2026
“ሰናይ ወዲ ዋርሳይ” - ቡፌ ዝትሕዝቶኣ መጽሓፍ ሓቀኛ ትረኻ
Jan 10, 2026
Jan 10, 2026
1 hr 27 min
እዛ ድሕሪ ናይ ኣስታት ሓሙሽተ ዓመታት ስራሕ ንሕትመት ዝበቕዐት መጽሓፍ፡ ከመይ ዝበለት'ያ፧
ምስ ደራሲኣ ፍትዊ ርእሶምን ኣብ ምርትዓ ልዑል ተራ ዝተጻወተ ሴፉ ኣብርሃምን ዝተኻይደ ዘተ ብምስማዕ ተላለዩዋ።
ነዛ መጽሓፍ ክትእዝዙዋ ምስ እትደልዩ፡ ነዛ እትስዕብ መላግቦ ጠውቑ፤ "ሰናይ ወዲ ዋርሳይ"
Jan 10, 2026
1 hr 27 min

Nov 1, 2021
Nov 1, 2021
1 hr 22 min
"ፍቕሪ ወይኸኣ ሞት" - ስለ ፍቕሪ ሞት እትጽንብል፡ስለ ስደት እትደጐዕ፡ስለ ስቓይ ጕዕዞ ሰሃራ ኣብ ኣእምሮ ነባቢ ዝሰኣሉ ሕብሪታት ዝቐረበት መጽሓፍ ቅኔት ምዃና፡ ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤልን ፍቕረይ የማነን ኣብ ናይ ሎሚ ዘተና የብርሁ።
Nov 1, 2021
1 hr 22 min

Oct 26, 2021
Oct 26, 2021
1 hr 1 min
Oct 26, 2021
1 hr 1 min

Mar 24, 2021
"ባህጊ"- ጽዋ ነጸብራቕ ኵዉንነትን መጻኢትን ኤርትራ
Mar 24, 2021
Mar 24, 2021
1 hr 10 min
ጽዋ "ባህጊ"፡ ኣብ ዝሓለፋ ሒደት ሳምንቲ፡ ብእንግሊዝኛ ተተርጒማ ብመገዲ ኣብ ሽወደን ዝርከብ ኣሕታሚ Black Island ንንባብ በቒዓ ኣላ። በዚ ኣጋጣሚ፡ ደራሲ'ዛ ጽዋ ተስፋጊዮርጊስ ሃብተ ከምኡ'ውን ሴፉ ኣብርሃምን፡ እታ መጽሓፍ ብኸመይ ክዉን ከም ዝዀነትን ንሓፈሻዊ ትሕዝቶኣን ዝምልከት ተዛትዮም ኣለዉ።
Mar 24, 2021
1 hr 10 min

Sep 10, 2020
2ይ ክፋል ዘተ ብዛዕባ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ግጥምታት ይርጋኣለም ፍስሃ
Sep 10, 2020
Sep 10, 2020
54 min
ዘተ ብዛዕባ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ'ቶም ብ2019 ኣብ ዝተሓትመት "ኣለኹ" እትብል መጽሓፍ ይርጋኣለም ፍስሃ ዝርከቡ ግጥምታት። ተዛተይቲ፡ይርጋኣለም ፍስሃ፡ ዶ/ር ናዝሬት ኣምለሶም፡ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል፡ ከምኡ'ውን ቴድሮስ ኣብርሃም።A discussion on human rights in Yirgalem Fisseha's poems from her 2019 book of poetry collection "Aleku". Discussants Yirgalem Fisseha, Dr. Nazareth Amlesom, Fr. Yonas Wolderufael, and Tedros Abraham.
Sep 10, 2020
54 min

Sep 6, 2020
ዘተ ብዛዕባ ጕዳይ ደቀንስትዮ ኣብ ግጥምታት ይርጋኣለም ፍስሃ
Sep 6, 2020
Sep 6, 2020
54 min
ዘተ ብዛዕባ ጕዳይ ደቀንስትዮ ኣብ'ቶም ብ2019 ኣብ ዝተሓትመት "ኣለኹ" እትብል መጽሓፍ ይርጋኣለም ፍስሃ ዝርከቡ ግጥምታት። ተዛተይቲ፡ይርጋኣለም ፍስሃ፡ ዶ/ር ናዝሬት ኣምለሶም፡ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤል፡ ከምኡ'ውን ቴድሮስ ኣብርሃም።A discussion on women's issue in Yirgalem Fisseha's poems from her 2019 book of poetry collection "Aleku". Discussants Yirgalem Fisseha, Dr. Nazareth Amlesom, Fr. Yonas Wolderufael, and Tedros Abraham.
Sep 6, 2020
54 min

Jul 27, 2020
Jul 27, 2020
1 hr 10 min
ዘተ ብዛዕባ ሓጻር ዛንታ "ጸሊም ግመ" ካብ "ንጉስ ገበን" ብደንደን ሰለሙን። ተዛተይቲ፡ድረኣሲ ደንደን ሰለሙን፡ተስፊት ኣብርሃም፡ከምኡ'ውን ቴድሮስ ኣብርሃም።A discussion on Denden Solomon's short story "Tselim Gime" from his book, a collection of short stories, "Nigus Geben". Discussants Denden himself, Tesfie Abraham, and Tedros Abraham.
Jul 27, 2020
1 hr 10 min

Jun 26, 2020
Jun 26, 2020
51 min
ንገለ ካብ ስራሓት ኤርሚያስ ክትዕዘቡ ምስ እትደልዩ ነዚኣ መላግቦ ብምጥዋቕ ናብ ናይ ፈይስቡክ ገጹ ብጽሑ።
ኣብዚ ዝተገብረ ዘተ ንናይ ኤርሚያስ ቅብኣ ኣመልኪቱ ብሃይለ ቢዘን ዝተጻሕፈ ኣስተማቓሪ ጹሑፍ ተጠቒሱ ኣሎ። ክተንብቡዎ ምስ እትደልዩ ነዚኣ መልግቦ ጠውቑ።
Jun 26, 2020
51 min

May 22, 2020
May 22, 2020
17 min
እዚ መደብ ንጽዋ ለበዳ ፌራን ደራሲ ኣልበርት ካምዩን ኣመልኪቱ ዝተዳለወ እዩ። እዚ ኣብዚ ቀሪቡ ዘሎ ጽሑፍ ኣብ መጽሔት እምኵሉ ኣቐድም ኣቢሉ ተሓቲሙ ኣሎ።
May 22, 2020
17 min



